27-01-2019#ትሕተ ባይታ ጅራርድ ፒከ።football news



Gezawtena tv gives a short football news and educational.ሰላም ተከታተልቲ ገዛውትና TV ኣብ ቀረባ እዋን ብስፍሕ ዝበለ ማሃርን ጠቃምን ዝበልናዮም መደባት ሒዝናልኩም ከም እንቀርብ በዚ ኣጋጣሚ ክንሕብረኩም ንደሊ፦ንዓና ንሞራል
LIKE,SHARE,SUBSCRIEB ,COMMENT ኣግጭው።THANKS

Camisetas Manchester City Últimas Noticias de Fútbol. Resultados, partidos y fotos del Fútbol Mexicano, Argentino, Español, Italiano y todas las ligas de fútbol del mundo.

22 comentarios en «27-01-2019#ትሕተ ባይታ ጅራርድ ፒከ።football news»

  1. ኡይ ኡይ ኣታ ረሳሕ Stubit ን ኩዑሶ ትቀትላ ኣለካ። ሓቅኩም መእከቢ ገንዘብ ጌርኩሞ ዘየለ History ተምጽእ ኣለካ። ን Gerard Pique ንፉዑን ብሉጽን ኢልካዩ.ስማዕ ክነግረካ ፖሎቲካዊ ምንቅስቃሱን ፍቅራዊ ሂወቱን ንማንም ኣፍቃሪ ስፖርት ኣየእትወናን እዩ። እንተ እታ ኣብ ሜዳ 90 ደቂቅ ዝጻወታ ግን ዝኮነ ኣጥቅዓይ ከም ሑሱም ኮዝርዋ ዝውዕሉ ተከላካላይ እዩ። ካልእ ክኣ ኣብ Manchester united ዓቅሚ ስለ ዘይነበሮ እዩ ወጺኡ ምስ Ferdinand and Silvester ድሓር ክኣ Vidic ምስ ተወሰከ ምስ እዚኦም ዘወዳድር ብቅዓት ኣይነበሮን ተሸይጡ ። ስማዕ fake news ብዙሓት ተከላከልቲ ርኢና ኢና Terry. Canavaro, vidic Cambel. ብፍላይ ብፍላይ Vidic ኣስናኑ ንማሊኡን ንቁጽሩን ክብል ኣብ ሜዳ ኣንጻር ቸልሲ ዘረከበ ሰብ እዩ ነዚኦም ከተጉሂ ዲካ ንፉዑን ብሉጽን ኢልካዩ። ሓሚዳይ ናይ ኤልፓ ተከላካይ ብ 100 ዕጽፊ ይበልጽ ። Yaya Toure ዝበሎ ሰሚዕካዩ ኢካ Marquinhos ይበልጽ ካብ Carles Puyol ኢሉ ን Pique ኣብ ግምት ከማን ኣየእተዎን። ጽልኣት Barcelona የብለየን ጽልኣተይ ናትካ ቆሻሻ ትንተና እዩ። ከመይ ሰንበት መዓልቲ ደመይ 100 ሰቂልኻያ።

Los comentarios están cerrados.